ዝኽሪ ሃንሰ መስቀለ SBS Tigrinya

Picture SBS

Picture SBS Source: Picture SBS

ሰባት ብዕድመን ስደትን ካልእ ምኽንያታትን ካብቲ ዘዕበዮም ባህሊ ተፈልዮም ክነብሩ ኣብዝጅምርሉ እዋን፡ እቲ ዝሓለፍዎ ባህ ዘብል ዝኽሪ ግና ኣብ ዉሽጦም ተወቂጡ'ዩ ዝነብር፡ ኣብዝኽሮም እናመጸ ድማ ይደጋገሞም፡ ገለ ከም ደራሲ ብርሃነ ገብረሂወት ዝበሉ ድማ ብቀለም ወቂጦም ናብ ሰማዕቲ የብልዎ። እሞ እዛ ነዚ ዘለናዮ ቅነ ሓንሰ መስቀል እተንጸባርቕ መደብ ናባኹም ነብላ ኣለና። ርሑስ ሃንሰ መስቀለ።



Share