ሬሳ የማነ ተፈሪ ናበይ ኣበለ?
Washington post Source: The Washington Post
ዝሓለፈ ዓመት ዓለም ዘዛረበ ዘሕዝን ታሪኽ ናይቲ ልዕሊ ርብ ዒ ክፍለዘመን ኣብ ማእከላት ስደተኛታት ከርተት ክብል ዝጸንሐ የማነ ተፈሪ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ኖርወይ ዓሪፉ፡ ኩነታት ሬሳኡ እንታይ ኮነ ንምፍላጥ ኣብ ኖርወይ ዘለዋ ኣዝማዱን ኣብ ኣስመራ ዘለዉ ስድራኡን ሓበሬታ ሂቦሙና ኣለዉ፡ ምስኡ ሓጺር ታሪኹን ኣቕሪብናዮ ኣሎና።
Share