ጉዳይ ምቕባል ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን - ቪዛ ኣውስትራሊያ ኣብ ዓመተ 2019

Supporters wait for a judgment in September on whether a Tamil family from Biloela will be deported to Sri Lanka Source: AAP
2019 ኣብ ገለ ፖሊሲታት ብዛዕባ ስደተኛታት ምቕባል ናብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ለውጢታት ዝተገብረላ ዓመት ኮይና እያ ሓሊፋ። እዚ ትሕዝቶ ኣብዚ ዓመት ካብቲ ኣዛራቢ ሕጊ ስደተኛታት ክሳብ ምት እትታው ሓዲሽ ቪዛ ዝተራእየ ለውጢታት ክርእይ እዩ።
Share