ኣብ ከባቢኹም ወይ ምስ ኣዕሩኽትኹም ኣብ ስፖርታዊ ንጥፈታት ምጽንባር ኣብ ህይወትኩም ካብ ዝወሰድኩሞ ውሳነ እቲ ዝበለጸ ክኸውን ይኽእል'ዩ

Credit: Provided by MSS
ስሩዕ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ንጽቡቕ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጥዕናን ጽቡቕ ሂወትን ኣገዳሲ እዩ። ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ደረጃ ኣብ ሓደ ስፖርታዊ ንጥፈት ክትሳተፍ ዕድላት ኣሎ። ማሕበረሰባዊ ስፖርት ዘይወግዓውን ንኹሉ ዝሓቁፍን እዩ። ከምኡ’ውን ንሓደስቲ ዝመጹ ስደተኛታት ዝረኽቦ ረብሓታት ዘገርም ክኸውን ይኽእል እዩ።
Share