“ንምንታይ’ዩ ክእለት ምሕምባስ ንኹሎም ኣውስትራሊያዊያን ዘድልዮም፧” (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Why are swimming skills so important for all Australians? Settlement Guide

Source: Getty Images

ኣብ ኣውስትራሊያ ህይወት ንምጥያስ ኣብዝግበር መስርሕ ትምህርቲ ምሕንባስ ቀዳምነት ዝወሃቦ ኣይመስልን ይኸውን ። ይኹን እምበር: ከም ሓቂ ግን ካብ ኣውስትራልያ ቁጽሪ ናይቶም በብዓመቱ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ዝሞቱ እቶም ዝበዝሑ እቶም ካብ ወጻኢ ተወሊዶም ዝመጹ ሰባት እዮም ። ኣብ ኣውስትራሊያ ምሕንባስ ኣገዳሲ ናይ ሂወት ክእለት እዩ ። ኣብ ዝኾነ ዕድመ ምሕንባስ ምኽኣል ካብ ምጥሓል ይከላኸለልካ ጥራይ ዘይኮነ ንስድራቤትኻ ክከላኸለልካን ኣብ ናይ ኣውስትራሊያ ህይወት ብምትእምማን ንኽትነብር ይሕግዘኻ እዩ ።



Share