ናይ ደቀባት ፕሮቶኮል ንምንታይ እዩ ንኹሉ ዘድሊ፡ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ

Indigenous protocols

Source: SBS

ናይ ኣውስትራሊያ ኣቦርጂናልን ቶረስ ስትራት ኣይስላንደር ህዝብታት ባህላዊ ፕሮቶኮላት ምኽባር ንናይ ልምዳዊ ወነንቲ ናይዛ እንነብረላ ሃገር ምርዳእን ምኽባርን ኣገዳሲ ስጉምቲ እዩ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ገለ ኣገደስቲ ፕሮቶኮላት መእተዊ ኮይኑ ንጠባያትና ክጸልዎን ንቐሞት ህዝቢታት ኣውስትራሊያዊያን ዘለዎም ፍሉይ ፍልጠትን ደረጃን ከኽብሩ ይኽእሉ ።



Share