መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

ጉዕዞ ስደት ብዙሕ ግዜ ዘየተኣማምንን ኣብ ዘይተጸበኻዮን ተርእዮታት ዘጋጥም እዩ ። ሞት እተፍቅሮ ሰብ ወይ ፈታዊኻ ምስዘጋጥም እንታይ ክግበር ከም ዝግባእ ብዙሕ ሰብ ከይትልጦ ይኽእል ። ኣብ ኣውስትራሊያ ስርዓተ ቀብሪ ብኸመይ ከምዝካየድ ምፍላጥ እምበኣር ኣገዳሲ ስለዝኾነ እዩ እዚ ናይ ሎሚ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ነዚ ክድህስስ ተመዲቡ ።



Share