ኣብ በረኻታት ወይ ጫካታት ክትናፈሱ ወይ ጉዕዞ እግሪ እናገበርኩም እንተጠፊእኩም እንታይ ትገብሩ፧

Group climbing hill as part of bushwalking

Group climbing hill as part of bushwalking Source: iStockphoto

ኣብ ኣውስትራልያ መዓልታዊ ሓደ ኣብ ጫካታትን ጣሻታትን ክናፈሱ፣ ክዛወሩ ዝኸዱ ወይ ጉዕዞ እግሪ ዝፍጽሙ ሰባት (ቡሽዎከር) መስርሕ ምድሓን ይግበረሎም። ግቡእ ምድላው ምግባር ኣብ ከም’ዚ ንጥፈታት ክትጠፍእሉ ትኽእሉ ዕድላት ይቕንሶ፣ መንገድኹም እንተጠፊእኩም’ውን ክትርከብሉ ትኽእሉ ዕድልይ ውስኾ።



Share