“ሃገር ምሉእ ደው ዘብል ቅድድም ኣፍራስ” (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )

Melbourne cup

Source: SBS

ዋንጫ መልበርን (The Melbourne Cup)፡ ኣብ ኣውስትራልያ እቲ ኣዝዩ ፍሉጥ ውድድር ኣፍራስ እዩ ። ንልዕሊ 160 ዓመት ፡ ኣብ ዓለም ብሉጻት ኣፍራስን ተወጣሕትን ብ ሚልዮናት ዝቑጸሩ ዘብዕሉ ሰባት ስሒቡ እዩ ። ይኹን እምበር ፡ ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ብቕዓት ኢንዱስትሪ ቅድድም ኣፍራስ ፡ ድሕንነት እንስሳን ጠላዕን እውን ሕቶታት የበግስ እዩ ።



Share