ተራ ብሪጣንያዊ ንግስነት ኣብ ኣውስትራሊያ እንታይ እዩ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

The leaders of the Commonwealth have approved Prince Charles as the new Commonwealth head. Source: AAP
ኣውስትራሊያ ምስናይ ብሪታኒያ ንግስነታዊ ስርዓት ወግዓዊን ስምዒታውን ርክብ ኣለዋ ፤ እዚ ድማ ሓደ ውርሻ ናይ ብሪጣንያ ግዝኣት እዩ ። ብኣንጻሩ ግን ፡ እታ ኣብ ካሪበያ እትርከብ ደሴት ባርባዶስ ፡ ንንግስነት ብሪጣንያ ከም ርእሰ ብሄር ሃገራ ከይከውን ደው ኣቢላ ፡ ኣብ ሕዳር 2021 ድማ ሪፓብሊክ ኰነት ። ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማይ ኣብ 96 ዓመት ዕድሚኣ ብ8 መስከረም 2022 ድሕሪ ምሕላፋ ዝለዓል ዘሎ ሕቶታት ፦ ኣብዚ ዘመናዊ ኣውስትራልያ ንጉሳዊ ስርዓት ብሪጣንያ እንታይ ግደ ኣለዎ ?
Share