መወዳእታ ምዕራፍ ኲናት፡ ኪንይኡ ዝፍጠር ኩነታትን ታሪኽን

Source: Ethiopian insight
ዛዕባ ሎሚ፡ አብ ትግራይ አብ መንጎ ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ናብ’ቲ ብዙሓት ናይ መወዳእታ ደረጅኡ ዝበልዎ ዝበጽሐ ይመስል። እዚ ታሪኽ ምልስ ኢልና ምስ እንምልከትን ሳዕቤኑ አብ ልዕሊ ህዝቢ ምስ እንግንዘብን እቲ ዝኸፍአ እንታይ’ዩ ክኸውን ዝኽእል ምሕሳቡ የፍርሕ።
Share