ኣባል መጋባኣያ ወይ ጁሪ ምዃን እንታይ ማለት እዩ፧ መን’ዩኸ ነዚ ኣገልግሎት ዝጽዋዕ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images
ካብዚ ቐጺሉ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐርብዩ፡ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ፡ ኣባል መጋባኣያ ወይ ጁሪ ምዃን እንታይ እዩ፧ መን’ዩኸ ነዚ ኣገልግሎት ዝጽዋዕ ዝብል ክኸውንዩ ኩሉ ናይ ኣውስትራሊያ ዜጋ ዝኾነ ኣብ ናይ ምርጫ ዝሳተፍ ናይ መጋባእያ ፍርዲ ኣገልግሎት ክጽዋዕ ይኽእል ። እንተዀነ ግን:ኣብ መስርሕ ዳንነት ንምግልጋል ጻውዒት እንተ ቀሪቡልካ እንታይ የጠቓልል ? እቲ መጋባኣያ'ኸ ንመንዩ ዘገልግል ?
Share