SBS Examines: ኣብ ቤት ትምህርትታት ኣውስትራልያ ንምንታይ እዩ ትምህርቲ ጾታን ጾታዊ ስምዒትን ዝወሃብ፧

2024-08-14.png

Credit: SBS Tigrinya

ኣብ ኣውስትራልያ ጾታዊ ትምህርቲ ጠቓሚ'ዩ፡ ግን ነንሓድሕዱ ዘይሳነን/ዘይቃዶን ኣካታዒን'ዩ። ስለ'ዚ ጾታዊ ትምህርቲ ንኩሉ ዝወሃብ ክኸውን ኣለዎ ድዩ፧ ገለ ወለዲ ኸ ስግኣት ዝሓድሮም ንምንታይ`ዩ፧ እዚ ትሕዝቶ SBS Examines ንጾታዊ ትምህርቲ ኣብ ኣውስትራልያ ክምልከት`ዩ።



Share