ምልክታት ሕማም ልቢን፡ ክግበሩ ዝግባእ ስጉምቲታትን

Settlement Guide

Source: Getty Images

ኣብ ኣውስትራልያ ቀንዲ ጠንቂ ሞት ሕማም ልቢ እዩ ። ብገምጋም ኣብ ነፍሲ ወከፍ 12 ደቒቕ ሓደ ኣውስትራልያዊ ብሰንኪ ሕማም ልቢ ይመውት ። ዳርጋ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰዓት ሓደ ኣውስትራልያዊ ፡ብ ወቕዒ ልቢ ፡ይመውት ። ምልክታት ወቕዒ ልቢ ከመይ ጌርካ ከም እተለልዮን እንተ ኣጋጢሙ እንታይ ክትገብር ከም እትኽእልን ትፈልጥዶ ?



Share