ኣብ ቅነ በዓላት መበቆላዊያን ናይ ደቀባት ምግብታት ኣብ መኣድኹም ምቕራብ

iStockphoto / Charlie Blacker/Getty Images/iStockphoto

Credit: iStockphoto / Charlie Blacker/Getty Images/iStockphoto

ኣብ ክሽነ ኣብ ዝኽሸን ብልሙድ ንጥቀመሉ መቃመሚታት ምስቲ ኣብዚ ሃገር ዝርከብ ባህላዊ ቀመማት ብምቕያር ከም ኣማራጺታት ክትጥቀም ዝከኣል እዩ ። እዚ ብዛዕባ እቲ መግቢ ጥራይ ዘይኮነ ፡ እዚ ብዛዕባቲ ዉዕዉዕ ኣውስትራሊያዊ ውርሻ ምጽምባልውን እዩ። ብዛዕባ መበቈል እዚ ቀመማት እዚ ኣብ ዝግበር ዝርርብ: ነቲ ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከብ ብዙሕ ቀመማትን ዘለዉ ልምድታት ንኸተኽብርን ንኽትቅበልን ዝሕግዝ ሓያል መገዲ እዩ ።



Share