ርእቶታት ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ረፈረንደም ድምጺ ደቀባት ኣብ ፓርላማ።

The official Yes and No pamphlets for the Voice referendum will soon be landing in mailboxes. Source: SBS News

Credit: Beyene Weldegiorgis

ኣውስትራልያዊያን ኣብ 14 ጥቅምቲ 2023 ብዛዕባ ድምጺ ደቀባት ኣብ ፓርላማ ድምጾም ክህቡ እዮም። ነዚ ብዝምልከት ኣባላት ማሕበረሰብ ርእይቶኦም ሂቦም ኣለዉ።



Share