ረፈረንደም “ድምጺ ንፓርላማ”፡ እንታይ እዩ? ንምንታይ ኣውስትራሊያ ረፈረንደም ትገብር ኣላ?

Both the Aboriginal and Torres Strait Islander flags are flown alongside the Australian national flag to acknowledge these distinct Indigenous peoples.

Both the Aboriginal and Torres Strait Islander flags are flown alongside the Australian national flag Source: AAP / AAP Image/Mick Tsikas

ህዝብታት ኣቦርጂንን ቶረስ ስትረይት ኣይላንደራዊያንን ኣብ ቅዋም ኣውስትራልያ ኣፍልጦ ከምዘይብሎም ትፈልጡዶ? ኣብ ቅዋም ኣውስትራሊያ ናይ ደቀባት ድምጺ ኣብ ፓርላማ ‘Voice to Parliament’ ንምእታው ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራላዊያን ብረፈረንደም ድምጾም ክህቡ መዲቡ ኣሎ። ስለዚ እዚ ረፈረንደም እንታይ እዩ? ኣብ ኣውስትራሊያ ድምጾም ክህቡ መሰል ዘለዎም መን’ዮም? እዚ ድምጺ ንፓርላማ እንታይ እዩ ክገብር?



Share