ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧ 13 መስከረም 2021

Feature

A reforestation project in Brazil has become an unexpected source of comfort for grieving relatives of COVID-19 victims (AAP) Source: AAP

ብሪጣንያ ሰባት ብብዝሒ ኣብ ዝእከቡሉ ኣጋጣሚታት ፡ ናይ ክታበት ፓስፖርት ክጥቀሙ ዝብል ሓሳብ ኣዋዲቓቶ ። ብራዚላውያን ንዝኽሪ ግዳያት ኮቪድ-19 ክብሪ ንምሃብ ኣግራብ ይተኽሉ ኣለዉ ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ድማ ቀይድታት ኮቪድ-19 ተፍኩስ ኣላ ።



Share