ምብጻሕ ኣሚን ዳውድ ተኸቲሉ ኣብ መንጎ ብሄራት በኒዓምርን ሃደንዳዋን ዝተኸስተ ግጭት ብውሑዱ ሽዱሽተ ሰባት ቀዚፉ

Curfew in Port Sudan

Source: Reuters

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25/11/2019) * ክፍሊ ጥዕና ግዝኣት ኒው ሳውዝ ወልስ ወሰኽ ኣብ ብዝሒ መርመራታት እንተሃለወ'ኳ ቁጽሪ ናይ ኤች ኣይ ቪ ዝተለኽፉ ሰባት ኣብ ርብዒ ዓመታዊ ጸብጻቡ ከምዝነከየ ኣፍሊጡ። * ኣብ መንጎ ቀቢላታት በኒዓምርን ሃደንዳዋን ድሕሪ ዝተኸስተ ግጭት ብውሑዱ ሽዱሽተ ሰባት መይቶም (ኣልጀዚራ)። * ጸቕጢ ኣብ ልዕሊ ቤንያሚን ነታንያሁ ካብ ስልጣን ክወርድ እናበዝሓሉ ኣብ ዝኸደሉ እዋን ሰልፊ'ቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ሊኩድ ድምጺ ንመሪሕነት ክገብር'ዩ።



Share