ኣብ ቪክቶሪያ ናይ ህጹጽ እዋን ዕንወት/ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ተኣዊጁ።

Melburnians will only be allowed to exercise for an hour a day

Source: AAP

መልበርን ናብ ራብዓይ ደረጃ ዕጽዋ ኣትያ፡ ሰብ መዚ ቪክቶሪያ ተሪር ስጉምቲ ምንቅስቓስ ኣተኣታትዮም። እዚ ስጉምቲ ነቲ ዝጸንሐ ፍኹስ ዝበለ ምዕጻው ተኪኡ ንኣዋርሕ ዝጸንሕ ስጉምቲ ክኸውን ከምዝኽእል ናይቲ ምምሕዳራዊ ግዝኣት ፕሪሜር ኣሚቱ።



Share