ምርዳእ ጽላት ትምህርቲ ኣውስትራሊያ፡ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ
Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣውስትራሊያውያን ዝተፈላለየ ናይ ትምህርቲ ዓውዲታት ብምርካቦም ዕድለኛታት እዮም ፤ ከምኡ "ውን ንደቆም ምስ ኩነታቶም ዝሰማምዖም ዝበለጸ ናይ ምምራጽ ዕድል ኣለዎም ። ኣብ ናይ መንግስቲ ፡ ናይ ውልቂን ናይ ሃይማኖትን ትካላት ዘለዋ ብሉጻት ኣብያተ-ትምህርቲ ስለ ዘለዋ ፡ ቅኑዕ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ ፡ ወለዲ ውሳነ ክገብሩ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል እዩ ።
Share