ዕድሜኻ 18 ዓመት ምምላእ ኣብ ኣውስትራሊያ፥ በጽሒ ምዃን ዘለዎ ረብሓን ቃንዛን (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)

Cultural and family practices may vary, but generally in Australia the 18th birthday makes the list of milestone celebrations, followed by one’s 21st and 30th. Credit: Getty Images/BFG Images
እኹል ሰብ ወይ በጽሒ ምዃን ማለት ብግብሪ እንታይ ትርጕም እዩ ዘለዎ ? ዕድመ ብጽሕና / ጕርዝውና ኣብ ሕጋዊ ዕድመ ናብ ማሕበራዊ ውሕስነትን ናብ ናይ ዕድመ ምልክትን ኣብ ምብጻሕ ፡ ርኡይ ለውጢ ከምጽእ ይኽእል እዩ ።
Share