ካብ መላእ ኣውስትራሊያ ዝተኣከቡ ተጋሩ ኣብ ካንበራ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Tigrayans protest in Canberrr

Source: TMH

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (26/11/2020) * ሓደ ኣብ ከተማ ኣደላይድ ዝርከብ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ተማሃሪት ኮቪድ-19 ድሕሪ ምልካፋ ንጽሬት ከምዝተዓጽወ ተፈሊጡ። * ግዝኣት ቪክቶርያ ን27 መዓልታት ኣከቲታላ ዜሮ መልከፍትን ሞትን ኮሮናቫይረስ ኣመዝጊባ። ካብ ቫይረስ ነጻ ክትበሃል ሓደ መዓልቲ ጥራይ ተሪፍዋ፡ * ሎሚ ካብ መላእ ኣውስትራሊያ ዝተኣከቡ ተጋሩ ኣብ ካንበራ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ዊዒሎም። * ልዕሊ 60 ሚልዮን ሰባት ኣብ መላእ ዓለም ኣብ’ዚ እዋን ብኮቪድ-19 ተለኺፎም፡ 1.4 ሚልዮን ከኣ መይቶም።



Share