ጥርዓኖም ከየቕረቡ ግዜ ዝሓለፎም ሓተትቲ ዑቕባ ሓደጋ ምጥራዝ ካብ ኣውስትራልያ የንጸላልዎም

Boat carrying refugees

File image Source: AAP

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሓተትቲ ዑቕባ ሕቶ ዑቕባ/ጥርዓኖም ከመልክቱ ዝተፈቕደሎም ናይ ግዜ ገደብ ድሕሪ ምሕላፉ ሓደጋ ምጥራዝ የንጸላልዎም ኣሎ ክብል ካብ ክፍሊ ኢሚግረሽን ኣውስትራልያ ዝወጸ ኣሃዛት ኣመልኪቱ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከምዘመልክቶ ብዙሓት ቅድሚ’ቲ ናይ ግዜ ገደብ ምእኻሉ ጥርዓኖም ዘእተው ኮይኖም ኩሎም ግን ኣይኮኑን።



Share