ኣብ ጣሻ ብምዝዋር ዝርከብ ሓይሊ ተፈጥሮ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

ኣብ ጣሻ ምዝዋር ወይ Bushwalking ኣብ ኣውስትራሊያ ፍሉይን ብዙሕን ተፈጥሮኣዊ ከባቢ ንምድህሳስ ዝበለጸ ኣገባብ እዩ ። ይኹን እምበር ብዙሓት በጻሒን ሓደሽቲ ዝመጹ ስደተኛታትን ናይ ኣውስትራሊያ ሃገራዊ ፓርክታት ክሳብ ክንደይ ሰፊሕ ከምዝኾነን ብቐሊሉ ከምዝጠፍኡን ከየስተውዕልሉ ይኽእሉ ። ንኸም ኡ ተባሂሎም ዝተመደቡ መገዲታት ይኹኑ ወይ ብበረኻ ክትጐዓዝ ከለኻ ፡ ካብቲ ክመጽእ ዝኽእል ሓደጋ ኣምሊጥካ ክትሕጎሰሉ ትኽእል ኩነታት ፡ እተወሰነ መደብ ምውጻእ ሓጋዚ እዩ ።



Share