ኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ ንሃጫሉ መን ቀቲልዎ

Hachalu Hundessa

Source: RFI

ኣብዚ ሰሙን ቅትለት ሃጫሉ ብተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝኾኑ ሰባት እዩ ተፈጺሙ ዝብል መግለጺ ዓቃብ ሕጊ ኢትዮጵያ ብዙሕ ሰብ ዘዛረበ ኮይኑ ቀንዩ፥



Share