ረፈረንደም ድምጺ ደቀባት ኣብ ፓርላማ ብዓብላሊ ድምጺ “ኣይፋል” ተዛዚሙPlay05:31SBS TigrinyaView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (7.49MB) ኣውስትራሊያውያን ነቲ ድምጺ ደቀባት ምእንቲ ክቐውም ሕገ መንግስቶም ክቕየር ዝቐረበሎም እማመ በቲ ኣብ ረፈረንደም ዝሃብዎ ድምጺ ነጺጎሞ። ብዘይካ ACT ሽዱሽቲአን ግዝኣታትን ኖርዘርን ተሪቶሪ ኣብቲ ረፈረንደም ኣይፋል ኣድሚጾም።ShareLatest podcast episodesSBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 6ይ ክፋል፡ ኣገልግሎታት ማሕበረሰብን ከባብያዊ ምምሕዳርን | ምጅማር | English on Repeat (Easy)SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 5ይ ክፋል፡ ምምላእ ቅጥዒታት | ምጅማር | | English on Repeat (Easy)SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 4ይ ክፋል፡ ዕላል ብዛዕባ ቪዛታት | ምጅማር | English on Repeat (Easy)ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ለካቲት 2025)