ትነብሩሉ ቦታ ሓምላይ ምግባሩ ብዙሕ ረብሓ ይህብ

Father and son bonding in their garden and tending to their vegetable patch together.jpg

Credit: SBS

(ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) ኣብ ሓድሽ ሃገር ክትመጹ ወይ ክትጣየሱ እንከለኹም ኣብ ገዛኹም ወይ ኣብ መንበሪ ከባቢኹም ጀርዲን ምግባር ወይ ምስ ኣትክልቲ ምትእስሳር ምፍጣር እቲ ቀዳማይ ትሓስብዎ ነገር ከይከውን ይኽእል’ዩ። እንተኾነ ግን ውልቃዊ፣ ማሕበረሰባዊን ከባብያውን ረብሓታት ካብ ህይወት ሓደ ተኽሊ ብጣዕሚ ዕምቆት ዘለዎም’ዮም። ነዚ’ዮም ከኣ ኣብ ጀርዲንናን ጎደናታትናን እንታይ ክንገበርን ከይንገብርን ንኽእል መምርሒታትን ሕጊታትን ተቐሚጦምልና ዘለዉ።



Share