መጻኢ ዕድል ናይ’ቶም ኣብ ኡጋንዳ ዝጠፍኡ ኣርባዕተ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዝነበሩ ተጻወቲ ገና ውሑስ ኣይኮነን (ጠበቓኦም)

Source: World Athletics
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/11/2015) * ኣብ ዓመተ 2020 ሓድሽ መዋሊ ዝረኸበት ጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ስማ ከምዝቐየረት ተፈሊጡ፡ * መወዳደሪ መንገድታት እቲ ካብ ዝመጽእ ዓመት ለካቲት 23 ሰንበት መዓልቲ ጀሚሩ ዝካየድ ዙር ሩዋንዳ 2020 ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ኪጋሊ ተገሊጾም፡ * ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2021 ኢትዮጵያ ንኣይቮሪ ኮስት ኣብ ደብረዘይት 2-1 ስዒራታ፡ * ዕድል ናይ’ቶም ኣብ ኡጋንዳ ደሃዮም ዝጠፍአ ኣርባዕተ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ነበር ውሑስ ከምዘይኮነ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ መርበቡ ኣስፊሩ፡ * ስልማታት ኣትለቲክስ ዓለም ንገዲም ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን መንእሰይ ኣትሌት ሰሎሞን ባሬጋን ተዋሂቡ፡
Share