ቅቡላትን ዘይቅቡላትን ኣበሃህላታትን ተግባርን ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

ኣገባብ ወይ ስነ-ስርዓት ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ፣ ባህሊ ፣ ወይ ከኣ ኣብ ሓደ ዝተወሰነ ማሕበራዊ ወይ ሞያዊ ክቢ ዝርከቡ ኣባላት ዘዘውትርዎ ከም ጠባያት ትሕትናን ጽቡቕ ጠባያትን ጌርካ እዩ ዝግለጽ ። እሞ ኣብ ናይ ኣውስትራሊያ ኣየኖት ኣገባባት ማለት ክግብሩ ዝግባእን ነውሪ ዝኾኑ ነገራትን ከመይ ዝበሉ እዮም?
Share