ብቋንቋኹም ብዛዕባ ዝወሃብ ኣገልግሎት ጥዕና ኣእምሮ ተወሳኺ ሓበሬታ እንተደሊኹም ኣብ'ዚ መላግቦ ጠውቑ፡
ደገፍ ጥዕና ኣእምሮ ቋንቋኹም ብዝዛረቡ፡ ባህልኹም ወይ እምነትኩም ብዘለዎም ክኢላታት ዘውህብ ተበግሶ

Source: AAP
ኣብ ትሕቲ ሓደ ሓድሽ ተበግሶ ኣውስትራልያውያን ኣብ’ዚ እዋን ደገፍ ጥዕና ኣእምሮ ካብ ቋንቁኦም ዝዛረብ ወይ ተመሳሳሊ ባህሊ ወይ እምነት ዘለዎ ሓደ ሰብ ክረኽቡ ይኽእሉ’ዮም።
Share