ኣገልግሎታት ምንጻል ጥንሲ ኣብ ኣውስትራልያ ብኸመይ ይርከቡ፧

Doctor consoling female patient

Doctor consoling female patient. Credit: The Good Brigade/Getty Images

ምንጻል ጥንሲ ሓደ ኣገዳሲ ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ኣብ ኣውስትራልያ ዝወሃብ’ዩ። ደቀንስትዮ ኣብ መላእ ሃገር ቀዲመን ጥንሲ ዘቋርጻሉ ቀረባት እንተሃለወን’ኳ፣ ኩሉ ግዜ ንጹራት ወይ ብሰፊሑ ዝፍለጡ ኣይኮኑን። ሎሚ ደቀንስትዮ ከከም ወልቃዊ ኩነታተን ምርጫታተን ክፍትሻ ንምሕጋዝ እቶም ዘለዉ ብዙሓት ዓይነታት ኣገልግሎታት ኣብ’ዚ ክንድህስሶም ኢና።



Share