ስልጠና ቀዳማይ ረዲኤት ኣበይ ትረክብ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )

Capture.JPG

Credit: Settlement guide

ስታቲስቲካዊ ጸብጻብ ከም ዝሕብሮ ኣብ ኣውስትራሊያ ምስቲ ህጹጽ ግብረመልሲ ዘድልዮ መጕዳእቲ ናይ ቀዳማይ ረዲኤት ስልጠና ዝወስዱ ሰባት ቁጽሮም ኣዝዩ ዉሑድ እዩ። ስለዚ ከመይ ጌርና ኢና ብዝበለፀ ኽንስልጥን እንኽእል ?



Share