ናይ ኣውስትራሊያ ንላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ መእተዊ ነጥቢ ወይ ATAR እንታይ እዩ፧ እንታይከ ይጠቅም፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images
ናይ ኣውስትራሊያ ንላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ መእተዊ ነጥቢ (The Australian Tertiary Admission Rank or ATAR ) ንናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ተማሃሮ ዝለዓለ ትምህርቲ ንምክትታል ንዝሓስቡ ዓቢ ግደ ኣለዎ ። ሓደ ተመሃራይ ኣብ ሓፈሻዊ ደረጃ ኣካዳምያዊ ትምህርቱ ኽካፈል ከሎ: ምስቶም ኣብ ጕጅለ ዕድሚኦም ዝርከቡ ኵሎም ተማሃሮ ብምዝማድ መን ናብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ክመሃር ዕድል ከም ዝረክብ ዝውስን መዐቀኒ እዩ ።
Share