ኣብ ኣውስትራሊያ መሰላት ናይ ዓበይቲ ክንክን ወይ ኤጅድ ኬር እንታይ እዮም፧ (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

senior woman.jpg

The Charter of Aged Care Rights (the Charter) is a requirement of the Aged Care Act 1997, and its latest version came into effect in 2019. Credit: Getty Images/ThanasisZovoilis

ኣብ ኣውስትራሊያ ንዝኾነ ብመንግስቲ ዝምወል ናይ ዓበይቲ ሰባት መእለዪ ፤ ማለት ኣብ ገዛ ወይ'ውን ኣብ መንበሪ መእለዪ ማእከል ዓበይቲ ክእለ ንዝደሊ ሰብ ናይ 14 መሰላትን ወጻኢታትትn ይሽፍን ። ገዛእ ርእስኹም ወይ ቀረብኩም በቲ ኣገልግሎት ዘይዓግቡ እንተ ኰይኖም እንታይ እዩ ዘጋጥም ?



Share