ምንባይን ምውናንን ናይ ገዛ እንስሳታት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

ኣውስትራሊያ ሓንቲ ካብተን ዝለዓለ ኣብ ስድራቤታት ናይ ገዛ እንስሳ ዋንነት ዘለወን ሃገራት ኮይና ፡ ብገምጋም 61% ስድራ ቤታት ናይ ገዛ እንስሳ ይውንኑ ። ኰይኑ ግና ፡ በብዓመቱ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ እንስሳታት ናብ መዕቈቢ ይኣትዉ ወይ ይህደኑ ።



Share