ኣብ ኣውስትራሊያ ገዛኻ ንምሟቕ ዝበለጸ መገዲ እንታ'ዩ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide : What is the best way to heat your home in Australia?

Settlement Guide : What is the best way to heat your home in Australia? Source: Getty Images

ነቲ ዘሎ መማረጺታት ኣጠቓቕማ መሞቚ እንተፈሊጥካ ፡ ንቤትካ ግቡእ ናይ መውዓዪ ኣገባብ ምምራጽ ዝቐለለ ይኸውን ። ነቲ ኣብ ገዛኹም ተተኺሉ ዘሎ ኣገባብ መውዓዪ ክትቅይርዎ እንተ ዘይክኢልኩም ድማ ፡ ኣብ ጸዓትን ዋጋን ከተመሓይሾ እትኽእል መገድታት ኣሎ ።



Share