ቅድሚ ሰለስተ ባዶ (Triple Zero) ምድዋል ብጥንቃቐ ምሕሳብ። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images
ኣብ ኣውስትራሊያ ንዝነብሩ ሰባት ከቢድ ጸገም ኣብዘጋጥሞም ንህጹጽ ሓገዝ ሰለስተ ሳዕ ባዶ (000) ብምድዋል ንፖሊስ ከረኽቡን፡ ንኻልእ ህጹጽ ዘይኮነ ፍጻመታት ካልእ መስመር ክጥቀሙ ይምከሩ ። ንህጹጽ ረድኤት ዘየድልዮ ነገር ናብ ባዶ ባዶ ባዶ እንተ ደዊልካ ፡ ኣብ ናይ ህይወት ኣብ ዘስግእ ኵነታት ንዘለዉ ሰባት ብእዋኑ ሓገዝ ካብ ምርካብ ተደናጒ ኣለኻ ማለት'ዩ ።
Share