ኣብ ምርጫ ኣውስትራሊያ ህዝቢ ብኸመይ ድምጹ ይህብ: ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ

Source: Getty Images
ዓሰርተ ሸውዓተ ሚልዮን ኣውስትራሊያውያን ኣብቲ ዝመጽእ ዘሎ ናይ ፌደራል ምርጫ ድምጾም ክህቡ ተመዝጊቦም ኣለው ። ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ምርጫ ስርዓት ዘመሓድር ነጻ ኣካል ኣለና ። ኮምሽን ምርጫ ኣውስትራሊያ ኩሎም ክመርጹ ዝግብኦም ዜጋታት ፌደራላዊ መንግስትና ኣብ ምቕራፅ ናይ ምሕጋዝ ተራ ኣለዎ ። ናይዚ ሰሙን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ እምበኣር ብኸመይ ከም እትመርጽ ዝገልጽ እዩ ።
Share