ምርጫ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተቓረበሉ ክትመርጹ ተዳሊኹም'ዶ፧ ብኸመይ ከ ትምዝገቡ፧

Tasmanians filling ballot forms

Source: Getty Images

ፈደራላዊ ምርጫ ቅድሚ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት ክካየድ ምስ ምዃኑ ንፈለማ ግዜ ድምጽኹም ቅድሚ ምሃብኩም ወይ ምድማጽኩም ክትወስድዎም ዝግብኣኩም ስጉምቲታት ኣለዉ። ንዓኹም ንኸተድምጹ መታን ክትምዝገቡን ሃገርና ኣብ ምቕራጽ ድምጺ ክህልወኩምን ዝሕግዝኹም ብዙሓት መወከሲታት/መሳለጥያታት ተቐሪቦም ኣለዉ።



Share