ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19/01/2023)

Credit: Getty Images
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ጥሪ 2022) - * ዜናታት ኣውስትራልያን ዓለምን፣ * ጸብጻባት ዜና ከባቢና፣ * ደቀባት ኣብ ምቕያር መዓልቲ ኣውስትራልያ መጻእቲ ክሕወስዎምን ክድግፍዎምን ይደልዩ * ሻርክ ኣብ ባሕሪ ብሓቂ ድዮም እቶም ቀንዲ ቀተልቲ፧
Share