ፍጻመ ቅትለት ማሕበረ ደጎ (ትግራይ) ብሰፊሑ ዘርኢ ቪድዮ መደበር ዜና ሲኤንኤን ደጊሙ ዘርጊሑ

Source: SBS
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28/06/2021) * ኣብ ዝተፈላለያ ግዝኣታት ኣውስትራልያ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ብምቕልቃሎም ቀይድታት ደጊሞም ይተኣታተው * ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ሲሪል ራማፎዛ ቀይድታት ኮቪድ-19 ናይ’ታ ሃገር ን14 መዓልታት ክጸንዑ ምዃኖም ኣፍሊጡ * መደበር ዜና ሲኤንኤንን ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ዘረጋገጽዎ ኣብ ማሕበረ ደጎ ዝተፈጸመ ቅትለት ዘርኢ ስፍሕ ዝበለ ቪድዮ ተዘርጊሑ
Share