ታየ ኣጽቀ-ስላሰ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኮይኑ፣ ካብ ሊባኖስ ዝወጹ ኣውስትራልያውያን ሲድኒ ኣትዮም፣

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (08/10/2024) * ታየ ኣጽቀስላሰ ካብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ መዝነቱ ተኣልዩ ንፕረዚደንት ሳህለ-ወርቅ ዘውዴ ክትክእ ከምዝተሰምየ ተገሊጹ። * ዝዓበየ ስግኣት ጸጥታ ንኣውስትራልያ ኣጋጢምዋ ዘሎ ለውጢ ክሊማ ደኣምበር ቻይና ዝፈጠረቶ ወተሃደራዊ ስግኣት ኣይኮነን ክብሉ ክኢላታት ኣጠንቂቖም፣ * ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ንስሪዓተ ምድጓን ስደተኛታት ኣብ ዝምልከት ሓድሽ ሕጋዊ መጎተ ኣጋጢምዎ፡ * ኣብ ቀዳመይቲ ካብ'ተን ኣውስትራልያ ዘወሃሃደተን በረራታት ካብ ሊባኖስ ዝምለሱ ዘለዉ ኣውስትራልያውያን ኣብ ከተማ ሲድኒ ኣትዮም፡



Share