ኣብ 2016 ብዙሕ ሰማዒ ካብ ዝረኸቡ መደባት: ዕላል SBS ምስ ስነ ጥበባዊ ሙሉጌታ በየነ - "ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊ ገዳም"
Artist Mulugeta Beyene Source: SBS Tigrinya
ወናምን ገዲምን ስነ ጥበባዊ ሙሉ ጌታ በየነ አብ እገሩ ብዘጋጠሞ ኩነታት ምርካስ ዓሪፉ፡፡ ዝሓለፈ ረቡዕ 5 ሚያዝያ 2008 ዓ.ም ከም አቆፃፅራ ኢትዮጵያ አብ ትውልዲ ዓዱ ትግራይ ከተማ ውቅሮ ሐመድ ድበኡ ተፈፂሙ፡፡ ቅደሚ ገለ አዋርሕ አብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ብዛዕባ ስራሕቱን ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝነበሮ ተዘክሮታትን ቀፃሊ ሰሙን አብ ኤስ ቢ ኤስ ስምዕዎ፡፡
Share