SBS Examines: ተራ ንግስነት ኣብ ዘመናዊት ኣውስትራልያ እንታይ'ዩ፧ ዕላል ምስ ዋና ኣመሓዳሪት ኣውስትራልያ

GOVERNOR GENERAL BILL SIGNING

Australian Governor-General Sam Mostyn grants her first Royal Assent to the COAG Legislation Amendment Bill 2023 at Government House in Canberra, Friday, July 5, 2024. Source: AAP / Lukas Coch/AAP Image

ባሕቲ ሓምለ 2024 ክብርቲ ሳም ሞስቲን ኣመሓዳሪት ኣውስትራልያ ወይ Governor-General (ጋቨርነር ጀነራል) ኮይና ብወግዒ ቃለመሓላ ፈጺማ። ንሳ ናይ'ዛ ሃገር መበል 28 ኣመሓዳሪትን ነዚ መዝነት ዝሓዘት ካልኣይቲ ጓለንስተይቲን እያ። SBS Examines ኣብ ከተማ ብሪዝበን ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበረሰባት ኣውስትራልያ (Ethinic Communities Council of Australia) ተረኺቡ ብዛዕባ ማሕበራዊ ስምረት፡ ንጉስ ቻርለስ ናብ ዙፋን ድሕሪ ምድያቡ ዘካየዶ ቦኽሪ ንጉሳዊ ዑደትን ናይ መጻኢ ራኢይኣ ብዛዕባ ኣውስትራልያን ኣዘራሪቡዋ።



Share