ኣብ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ዓለም ስም ኣፍሪቃ የጸውዑ - ኢየሩ ተስፎም፡ መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን

Source: SBS
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/09/2020) ** ኢትዮጵያዊት ኢየሩስ ተስፎምን ኤርትራዊያን መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገ/ሄርን ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ 2020 ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቦም ስም ኣፍሪቃ ኣጸዊዖም፡ ** ባርሴሎና ንኣጥቃዓይ ሪያል ሶሰይዳድ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ከም መተካእታ ሉዊስ ሱዋረዝ ተቋምቶ ከምዘላ ተጸብጺቡ፡ ** ግጥማት ኦሎምፒክስ ሲድኒ 20 ዓመቱ ኣብ ዝዝከረሉ ዘሎ እዋን ህልኽ ዝመልኦ ውድድር ኣብ መንጎ ሃይለ ገብረስላሰን ፖል ተርጋትን ኣብ ኣትለቲክስ ዓለም ተዘኪሩ
Share