ቅነ ስደተኛታት፡ ተሞክሮን ብዙሕነትን ማሕበረሰብ ስደተኛታት ንምጽምባል ዕድል ዝፈጥር ቅነ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Adama Profile pic Source: Supplied
ድሕነት ዝረኽብሉ ሀገር ንምርካብ በብዓመቱ ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ሰባት ካብ ዓዶም ክሃድሙ ይግደዱ እዮም ። ቅነ ስደተኛታት ወይ ሰሙን ስደተኛታት፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝለዓለ ዓመታዊ ንጥፈት ብዛዕባ ስደተኛታት ንህዝቢ ንምሕባርን ብስደተኛታት ዝግበር ኣወንታዊ ኣበርክቶ ንማሕበረሰብ ኣውስትራሊያ ንምሕባርን ዝሕግዝ እዩ ። ናይ 2022 ቅነ ስደተኛታት Healing ወይ ምሕዋይ ዝብል እዩ ።
Share