ኣብ ኣውስትራሊያ ዝግበር ዘሎ ረፈረንደም እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ዓብደራሒም ጅምዕ

Abderahim.jpg

ዕለት 14 ጥቅምቲ 2023 ኣውስትራሊያዊያን ድምጾም ክህቡ ክውዕሉ እዮም። ድምጺ ደቀባት ኣብ ፓርላማ ንኽህሉ ናይ ቅዋም ልወጢ ክግበር ንዝብል እወ ወይ ኣይፋል ብምባል ድምጾም ክህቡ እዮም። ነዚ ዝምልከት ተወሳኺ መብርሂ ዶ/ር ዓብደራሒም ጅምዕ መብርሂ ሂቡና ኣሎ፣



Share