ኣማኻሪ ጸጥታ መንግስቲ አሜሪካ ኣብ መቀለ ገበናት ኲናት ከይፍጸም ስግኣት ሓዲርዎም፡

Source: Yahoo news
ጸብጻባት ዜና * አማኻሪ ጸጥታ ሓድሽ ተመራጺ ፕረዚደንት አሜሪካ ስግኣት አብ መቀለ ገበናት ኲናት ከይፍጸሙ ሰጊኦም፡ * ካብ ማሕበረሰብ ዓለም ጸቅጢ ዝበዝሖም ዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ 'ኢድ ኣእታውነት' ኣይቅበል ኢሎም፡ * ኣብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ዘላ ናይ ነዳዲ መርከብ ብጥንቃቀ ክትእለ የመናዊ ዕጡቅ ጉጅለ ሑቲ ፈቃድ ሂቡ፡
Share