"ፖሊስ ሱዳን ገፊፉ ዝኣሰሮም ንኽፍትሑ ክሳብ 90 ሽሕ ጂንየ ይኸፍሉ ኣለዉ።" ዳኒኤል ዓንደብርሃን

Interview Tigrinya

Khartoum Source: Getty Images

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን (ሓበሻ) ስደተኛታት ገፊፉ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከእትዎም ቀኒዩ ኣሎ። እቶም ኣብ ቀይዲ ዝ ኣተዉ ካብታ ዓዲ ከይጥረዙ ካብ 50 ክሳብ 90 ሺሕ ጂኔ ክኸፍሉ ይግደዱ ከምዘለዉ ካብ ካርቱም ዳኒኤል ዓንደብርሃን ንሬድዮ SBS ገሊጹ ኣሎ። ኣብ ሱዳን ብዛዕባ ዘለዉ ስደተኛታትን ዝገጥሞም ዘሎ ጸገምን ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።



Share